ቢሮ ማይ ሃፍቲ ትግራይ | |
---|---|
መፀውዒ መደብ | አካዉንታንት |
ዝወፀሉ መዓልቲ | ረቡዕ የካቲት 16, 2008 |
ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ዓርቢ የካቲት 18, 2008 |
ቦታ | መቐለ |
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
መሃያ | |
ብዓይነት ስራሕ | ጊዝያዊ |
ብስራሕ መደብ | |
ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ብዝሒ | 1 |
መብርሂ | ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም አብ ዘለዎ ክፍቲ መደባት ስራሕ አወዳዲሩ ብኮንትራት ክቆፅር ስለዝደሊ ንሕድሕድ መደብ ኣብ ዝስዕብ ቅጥዒ ዝተቀመጠ መመዘኒ ረቀሒ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይዕድም |
ትምህርቲ ደረጃ | ብአከዉንቲንግ ፣ቢዝነስ አድሚኒስትሬሽን ፣ባንኪንግ ኢንሹራንስ ፣ብኮፖሬቲቬ ፣ብአከዉንቲንግ ፣ብማናጅመንት Â ቀዳማይ ዲግሪ |
ተደላይይ ክእለት | ብአከዉንቲንግ ፣ቢዝነስ አድሚኒስትሬሽን ፣ባንኪንግ ኢንሹራንስ ፣ብኮፖሬቲቬ ፣ብአከዉንቲንግ ፣ብማናጅመንት Â ቀዳማይ ዲግሪ |
ልምዲ ስራሕ | 0 ዓመት |
መተሓሳሰቢ | መመዝበቲ ዕለት: ካብ 14 /06 /2008- 18 /06 /2008 ዓም መመዝገበቲ ቦታ :ቢሮ ቁፅሪ 03 መመልከቲ: ዘለኩም መረዳእታ ዋና ምስ ዘይምለሰ ቅዳሕ ናይ ፅሑፍ ማመልከቻ ሒዝኩም ንክትቀርቡ ን ሲኦሲ ዝምልከተኩም ዉን መረዳእታ ምቅራብ ከምዘለኩም ንገልፅ ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት: 22 /06/ 2008 ዓም ሰዓት 9፡00 ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344 401063/ 0348 409932 |