https://milkta.com/ti/jobs/display/937
ፍረ ስዉኣት ኢንዱስተሪ ሓ/ዝተ/ዉ/ማ
መፀውዒ መደብ ላብራቶሪ በዓል ሞያ
ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ የካቲት 9, 2008
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰሉስ የካቲት 15, 2008
ቦታ ኣግበ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ፍረ ስዉኣት ስራሕቲ ንግዲ ሓ/ዝተ/ዉ/ ማሕበር ኣብ አግበ ፋብሪካ ናይስ ማይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊ ድሌት ዘለኩም ኣድለይቲ ረቀሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክተመልክቱ ይዕድም

ትምህርቲ ደረጃ

Laboratory technology , laboratory technician , Biotechnology

ተደላይይ ክእለት

Laboratory technology , laboratory technician , Biotechnology

ልምዲ ስራሕ

ዲግሪ 0 ዓመት ዲፕሎማ 1ዓመት ብተመሳሳሊ ስራሕ ዝሰረሐ /ት

መተሓሳሰቢ

ናይ ምዝገባ ዕለት 08 /06 /2008 እስካብÂ 15 /06/ 2008 Â ዓም ኩሉግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት

ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብናይ ዉሽጢ ምልክታ ክግለፅ ዩ

መተሓሳሰቢ ልዕል ኢሎም ዝተጠቀሱ ሮቃሕታት እተማልኡ አመልከቲ መረዳእታኩም ምስዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዝኩም ኣብ ከተማ መቀለ ጥቃ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ናይ ማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ (TDVA) ህንፃ Â 6ይ ፎቅ ምምሕዳርሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 12 ቀሪብኩም ክትምዝገቡ ንዕድም

ኣድራሻ 0344415247Â Â ወይ 0344415254

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle