| ፍረ ስዉኣት ኢንዱስተሪ ሓ/ዝተ/ዉ/ማ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ምህርቲ ሓላፊ (Production manager) |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ረቡዕ የካቲት 9, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሰሉስ የካቲት 15, 2008 |
| ቦታ | ኣግበ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ፍረ ስዉኣት ስራሕቲ ንግዲ ሓ/ዝተ/ዉ/ ማሕበር ኣብ አግበ ፋብሪካ ናይስ ማይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊ ድሌት ዘለኩም ኣድለይቲ ረቀሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክተመልክቱ ይዕድም |
| ትምህርቲ ደረጃ | BA ዲግሪ Food science post and harvest technology, Food science and nutrition, Beverage Technology, Food Hygiene ,Food Engineering ,Applied chemistry, Industrial chemistry ወይድማ ተመሳሳሊ ሞያ ዝተመረቀ /ት |
| ተደላይይ ክእለት | BA ዲግሪ Food science post and harvest technology, Food science and nutrition, Beverage Technology, Food Hygiene ,Food Engineering ,Applied chemistry, Industrial chemistry ወይድማ ተመሳሳሊ ሞያ ዝተመረቀ /ት |
| ልምዲ ስራሕ | ንዲግሪ 2 ዓመት ተመሳሳሊ ምልዲ ዘለዎ ኣብ ማይ ፋብሪካ ዝሰርሐ እንተኮነ ይምረፅ |
| መተሓሳሰቢ | ናይ ምዝገባ ዕለት 08 /06 /2008 እስካብÂ 15 /06/ 2008 Â ዓም ኩሉግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብናይ ዉሽጢ ምልክታ ክግለፅ ዩ መተሓሳሰቢ ልዕል ኢሎም ዝተጠቀሱ ሮቃሕታት እተማልኡ አመልከቲ መረዳእታኩም ምስዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዝኩም ኣብ ከተማ መቀለ ጥቃ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ናይ ማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ (TDVA) ህንፃ Â 6ይ ፎቅ ምምሕዳርሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 12 ቀሪብኩም ክትምዝገቡ ንዕድም ኣድራሻ 0344415247Â Â ወይ 0344415254 |