https://milkta.com/ti/jobs/display/93
ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ
መፀውዒ መደብ ናይ ማዓድን ክትትልን ድጋፍን ጂኦሎጂስት
ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጥሪ 19, 2006
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓሙስ የካቲት 27, 2006
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ መ.መ.ቁ 28-2-16
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ 2006 ዓ/ም በጀት ዓመት በዓለ ሙያታት ኣወዳዲሩ ብዕብየት፣ ብዝውውር፣ ክቆፅር ስለዝደሊ ድልየት ዘለኩም ተወዳደርቲንክተመዕክቱ በዚ ምዕክታ ይዕድም።

 

ናይ ደረጃ ትምህርቲን ልምዲ ስራሕም

ብጅኦሎጂ ዝተመረቀ/ት/ ባችለርድ ዲግሪን ካብኡ ንላዕሊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ ኮይኑ መደብ ብዝሓቶ 7 ዓመት ናይ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ኣብ መፅናዕቲ ካርታ ጅኦሎጂ ዝሰርሐ/ት ጂይ.ኣይ.ኤስ ስልጠና ዝወሰደ ይምረፅ

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ
  • ምዝገባ ዕለት ጠካብ ዕለት 19/06/2006 ክሳብ 23/05/2006 ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት

  • መመዝገቢ ቦታ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ህነፃ ቢሮ ቁፅሪ 145 ምምሕዳር ሓይሊሰብ

  • ፈተና ዝወሃበዑ ዕለት ብምልክታ ክግለፅ እዩ

  • ኣመልከቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩምን ስራሕ ልምድኹምን ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ምስ ኦርጅናል ዝተገናዘበ ክተቅርቡ ኣለኩም/ክን

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle