ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዶ/ር ተወልደ | |
---|---|
መፀውዒ መደብ | ክሊኒካል ነርስ |
ዝወፀሉ መዓልቲ | ዓርቢ የካቲት 4, 2008 |
ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሓሙስ የካቲት 10, 2008 |
ቦታ | መቐለ |
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
መሃያ | |
ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
ብስራሕ መደብ | |
ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ብዝሒ | 1 |
መብርሂ | ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ካብዚ ንታሕቲ ዝወፁ ስራሕ መደብÂ በቀዋሚ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
ትምህርቲ ደረጃ | ዲግሪ ብ BSC ክሊኒካል ነርስ |
ተደላይይ ክእለት | 0 ዓመት ናይ ስራሕ ልምድን ልዕሊኡን COCÂ ተፈቲኑ ዝሓለፈ /ት ናይ ጥዕና ሞይ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል ክከዉን አለዎ GPA Â ወይ ኣጠቃላሊ ዉፅኢት ትምህርቲ 2. 5 ን ልዕሊኡን |
ልምዲ ስራሕ | 0 ዓመት ናይ ስራሕ ልምድን ልዕሊኡን COCÂ ተፈቲኑ ዝሓለፈ /ት ናይ ጥዕና ሞይ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል ክከዉን አለዎ |
መተሓሳሰቢ | መተሓሳሰቢ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 034 441 87 83 |