| ኮሌጅ ቴክኒክ እንትጮ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ጀ/ አሰልጣኒ Plumbling |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ረቡዕ የካቲት 2, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ዓርቢ የካቲት 4, 2008 |
| ቦታ | እንትጮ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን እንትጮ በቲ ኣብ ታሕቲ መፀዉዒ መደብ ስራሕ ሰራሕተኛታትአወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ በዚ መሰረት ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ተዳላዩ ክእለት እተማልኡ ተወዳደርቲ ይዕድም |
| ትምህርቲ ደረጃ | C-level |
| ተደላይይ ክእለት | ደረጃ ብደረጃ ተመዚኑ ደረጃ አርባዕተ ሲኦሲ ዝሓለፈ /ት |
| ልምዲ ስራሕ | ብ Plumbling 0 ዓመት ስራሕ ልምዲ |
| መተሓሳሰቢ | ምዝገባ ዝካየደሉ ቦታ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን እንትጮ ከይዲ አመራርሓ ስራሕ ሓይሊ ሰብ ምዝገባ ዝካየደሉ ዕለት ካብ 30 /05 /2008 ዓም ክሳብ 04/ 06 /2008 ዓም ፈተና ዝካየደሉ ዕለት 7 /06 /2008 ዓም ሰዓት 4፡00 ፈተና ምስተካየደ ወድያዉኑ ኣብቲ ሰዓት ዉፅኢት ይልጠፍ መተሓሳሰቢ ተመዝገብቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ብምሓዝ ኣብቲ ዝተጠቀሰ ናይ ምዝገባ ግዘ ክትምዝገቡ ነተሓሳስብ |