https://milkta.com/ti/jobs/display/920
ቫራይቲ 2000 PLC
መፀውዒ መደብ Purchaser
ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጥሪ 30, 2008
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓሙስ የካቲት 10, 2008
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ቫራይቲ 2000 ጠ/ን PLC ኣብ ትሕቲኡ ንዝርከብ እሰይ ፖርክ ካብዙይ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ዝስዕብ መዐቀንታት ዘማልኡ አወዳዲሩ ንምቁፃር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ዲፕሎማን ልዕሊኡን

ተደላይይ ክእለት

ዲፕሎማን ልዕሊኡን ፐርቼዚንግ ማናጅመንት፣ ማናጅመንት

ልምዲ ስራሕ

2 ዓመትን ልዕሊኡን

መተሓሳሰቢ

መመዝገቢ ቦታ: ኣሉላኣባነጋ ኤርፖርት ከባቢ ኣብ ዝርከብ እሰይ ፖርክ

መመዝገቢ ዕለት :27/ 05/ 2008 - 10 /06 /2008

ስልኪ:0348409914/ 0914757313

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle