| ቫራይቲ 2000 PLC | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ስራሕ መካየዲ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሶኒ ጥሪ 30, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሓሙስ የካቲት 10, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ቫራይቲ 2000 ጠ/ን PLC ኣብ ትሕቲኡ ንዝርከብ እሰይ ፖርክ ካብዙይ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ዝስዕብ መዐቀንታት ዘማልኡ አወዳዲሩ ንምቁፃር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ዲግሪ ዲፕሎማ |
| ተደላይይ ክእለት | ሆቴል ማናጅመንት ፣ሆቴል ኤንድ ቱሪዝም ዲግሪ ወይም ዲፕሎማ |
| ልምዲ ስራሕ | ዲግሪ 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዲፕሎማ 4 ዓመት |
| መተሓሳሰቢ | መመዝገቢ ቦታ: ኣሉላኣባነጋ ኤርፖርት ከባቢ ኣብ ዝርከብ እሰይ ፖርክ መመዝገቢ ዕለት :27/ 05/ 2008 - 10 /06 /2008 ስልኪ:0348409914/ 0914757313 |