| ቢሮ ትልምን ፋይናንስን | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ኪኢላ ልምዓታዊ ትልምን መረዳእታን መፅናዕትን |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሰንበት ጥሪ 29, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ቀዳም የካቲት 5, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | 16- 4 -26 |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ኣብ ኣ/ ከ/ ስ ልምዓታዊ ትልምን ኪኢላ መረዳእታን መፅንዓትን ስነህዝብን ልምዓትን ብዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደበ ብናይ ደገ ዝዉዉር ቁፃርን ሰራሕተኛ አወዳዲሩ ከቆፅር ይደሊ በዚ መሰረት ነቲ ዝወፀ መመዘኒ ሮቀሕ ተማልኡ በዙይ ምልክታ ንዕድም |
| ትምህርቲ ደረጃ | ቀዳማይ ዲግሪን ልዕሊኡን ብዲሞግራፊ ፣ሶሾሎጂ ፣ፖፕሌሽን ስታዲ ፣ኣፕላይድ ጂኦግራፊ፣ ኢንቫይሮንመንት ሳይንስ ፣ኢኮኖሚክስ፣ RLDS ፣ፖፕሌሽን ኤንድ ዴቨለፕመንት፣ ዴቨለፕለንት ስታዲስ ፣ሕርሻ ኪኢላ |
| ተደላይይ ክእለት | ኣግባብ ዘለዎ ትምህርትን አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ ማለት ምስቲ ስራሕ መደብ ቀጥታ ርክብ ዘለዎ ማለት እዩ |
| ልምዲ ስራሕ | 7ዓመት ማስተርስ 9 ዓመት ዲግሪ ኣግባብ ዘለዎ ትምህርትን አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ ማለት ምስቲ ስራሕ መደብ ቀጥታ ርክብ ዘለዎ ማለት እዩ |
| መተሓሳሰቢ | ተወዳደርቲ ናይ ማህደር ፅሬትን ሰነ ምግባርን ዝገልፅ ደብዳቤ ከምኡዉን ናይ 3ተ ግዜ ወይ ናይ 2ተ ግዜ ዉፅኢት አፈፃፀማ ስራሕ ክትቅርቡ ናይ ምዝገባ ዕለት :ካብ 25 /05 /2008 ዓም ክሳብ 5/ 06 /2008 ዓም COC ዝምልኩም መረዳእታ ክተቅርቡ ይግባእ ካብቲ ምልክታ ወፃኢ ዓይነት ትምህርቲ አይነተኣናግድን ናይ ምዝገባ ቦታ: ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ቀዳማይ ደብሪ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ክግለፅ ዩ ስልኪ ቁፅሪ 0344407384 |