| አካዳሚ መርሐ ጥበብ ስምረት | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | እንግሊዘኛ መምህር |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሓሙስ ጥሪ 26, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ዓርቢ የካቲት 4, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 3 |
| መብርሂ | ስመረት መርሐ ጥበብ ኣካዳሚ ብእንግዚዝኛ ሞያ መምህርነት ንምስራሕ ድሌት ዘለዎም እዚ ዝስዕብ መመዘኒ ዘማልኡ አመልከቲ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ዲግሪ ብቋንቋ እንግሊዘኛ |
| ተደላይይ ክእለት | ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ ዋ ብቋንቋ ሰርትፍኬት ዘለዎ/ ዋ ይምረፅ |
| ልምዲ ስራሕ | ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ ዋ ብቋንቋ ሰርትፍኬት ዘለዎ/ ዋ ይምረፅ |
| መተሓሳሰቢ | ናይ ምዝገባ እዋን: እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ንተከታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይከዉን አብ እዋን ምዝገባ ዝቀርብ :አመልካቲ ናይ ትምህርቲ ደረጀኦምን ስራሕ ልምዶምን ዝገልፅ መረዳእታ ዝምለስ ኦርጅናልን ዘይምለስ 1 ገፅ ፎቶ ኮፒን ሒዞም ይቀርቡ ኣድራሻ :መቐለ እንዳ ገበርኤለ ታክሲ (ባጃጅ ) መወዳእታ |