| ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ማፕንግ ጂኦሎጂስት |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሶኒ ጥሪ 19, 2006 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሓሙስ የካቲት 27, 2006 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | መ.መ.ቁ 28-2-6 |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ 2006 ዓ/ም በጀት ዓመት በዓለ ሙያታት ኣወዳዲሩ ብዕብየት፣ ብዝውውር፣ ክቆፅር ስለዝደሊ ድልየት ዘለኩም ተወዳደርቲንክተመዕክቱ በዚ ምዕክታ ይዕድም። ናይ ደረጃ ትምህርቲን ልምዲ ስራሕም ብጅኦሎጂ ዝተመረቀ/ት/ ባችለርድ ዲግሪን ካብኡ ንላዕሊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ ኮይኑ መደብ ብዝሓቶ 7 ዓመት ናይ ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ ኣብ መፅናዕቲ ካርታ ጅኦሎጂ ዝሰርሐ/ት ጂይ.ኣይ.ኤስ ስልጠና ዝወሰደ ይምረፅ
|
| ትምህርቲ ደረጃ | |
| ተደላይይ ክእለት | |
| ልምዲ ስራሕ | |
| መተሓሳሰቢ |