https://milkta.com/ti/jobs/display/902
ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም
መፀውዒ መደብ ኣካዉንቲንግ መምህር
ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ጥሪ 24, 2008
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሶኒ ጥሪ 30, 2008
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 2
መብርሂ

ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ስራሕ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ብኣካዉንቲንግ BA ዲግሪ ዘለዎ ዋ COC ዝሓለፈ

ተደላይይ ክእለት

ብኣካዉንቲንግ BA ዲግሪ ዘለዎ ዋ COC ዝሓለፈ

ልምዲ ስራሕ

ስራሕ ልምዲ ዘለዎ /ዋ ይምረፅ

መተሓሳሰቢ

ኣመልከቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ስራሕ ልምድኩምን ምስዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ኣብ ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ፐርሴነል ክፍሊ ካብ ዕለት 23/ 05/ 2008 ዓም- 30 /05 /2008  ዓም ክሳብ ሰዓት 11 ፡00 ናይ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ክትምዝገቡ ከምትክእሉ ንሕብር

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344410465

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle