| ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓት ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | infrastructure expert |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ዓርቢ ጥሪ 20, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ረቡዕ ጥሪ 25, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ጊዝያዊ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ቢሮ ልምዓት ሕርሻን ገጠርን ክልል ትግራይ ኣብ ክ ስ አጠ ሃፍቲ ተፈጥሮ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ማሕበረሰብ ስራሕቲ (public works) መሰረተ ልምዓት በዓል ሞያ (infrastructure expert) ብኮንትራት ክቆፅር ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተሓተቱ ረቀሕታት ዝተማልኡ ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም |
| ትምህርቲ ደረጃ | በሕርሻ ምህንድስና (agro engineering ) |
| ተደላይይ ክእለት | ኮምፒተር ክእለት ዝተፈላለዩ ናይ ማይ ሓመድን ቶኒክ ዲዛይን ክእለት GIS ዘለዎ ይምረፅ |
| ልምዲ ስራሕ | ዲግሪ 8 ዓመት ሰራሕ ልመዲ በማስተር 6 ዓመት |
| መተሓሳሰቢ | መዝገባ: ካብ 18 /05/ 2008 ክሳብ 25/ 05 /2008 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዝገባ ቦታ: ቢሮ ልምዓት ሕርሻን ገጠርን ደ ከ ስ አመራሓ ስራሕ ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 003 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት :ስክሪን ምግባር ምስተወደአ በካልእ ምልክታ ይግለፅ ፈተና ዝወሃበሉ ቦታ: ኣብ ቢሮ ልምዓት ሕርሻን ገጠርን ዓይነት ዝወሃብ ፈተና :ናይ ፅሑፍ ፈተና 100% ፍሉይ ድጋፍ ዘድልዮም ብመሰረት መምርሒ ይተባብዑ ከቅርብዎ ዝግባእ መረዳእታ መረዳእታ ትምህርትን ልምዲ ስራሕን ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን |