| ፍር ስዋኣት ስራሕቲ ንግዲ ሓ/ዝተ/ዉ/ማ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | Finanace manager |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ዓርቢ ጥሪ 20, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ቀዳም ጥሪ 28, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ማናጅመንት |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ትካልና ፍረስዉኣት ኢንዳስትርያል ሓ ∙ዝ ∙ዉ ∙ማ ንሓዱሽ ዎርክሾፕ ካብዚ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደበኛ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | BA |
| ተደላይይ ክእለት | Peachtree accounting ክእለት ዘለዎ |
| ልምዲ ስራሕ | 8 ዓመት በቲ ሞያ ዝሰርሕ |
| መተሓሳሰቢ | ኣብ ላዕሊ ዘሎ ረቀሒ እተማልኡ ተመዝገብቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 18/ 05 /2008 ዓም ክሳብ 28/ 05/ 2008 ዓም ኣብ ዘሎ ግዘ ክትምዝገቡ ንዕድም ኣድራሻ ዓይደር ቀበሌ 03 ድሕሪ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ 0914130690 |