ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ | |
---|---|
መፀውዒ መደብ | ኪኢላ አካዉንታንት |
ዝወፀሉ መዓልቲ | ረቡዕ ጥሪ 18, 2008 |
ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሶኒ ጥሪ 23, 2008 |
ቦታ | መቐለ |
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
መሃያ | |
ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
ብስራሕ መደብ | |
ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ብዝሒ | 1 |
መብርሂ | ኮሚሽን ስነ ምግባር ፀረ ግዕዝይና ክልል ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ብቀዋምነት ክቆፅር ይደሊ |
ትምህርቲ ደረጃ | 1ይ ዲግሪ ኮይኑ ብአካዉንቲንግ ፣ማናጅመንት፣ ፐብሊክ ፋይናንስ ዝተመረቀ /ት |
ተደላይይ ክእለት | ሓለፊ ምም /ርን ፋይናንስ፣ሒሳብን በጀትን ሓለፊ ሰራሕተኛ፣ሒሳብ ሰራሕተኛ ፣ፋይናንስ ኦፊሰር፣ፋይናንስ ሪፖርት ኦፊሰር፣ሒሳብ ኢንስፔክሽን ሓለፊ ሰራሕተኛ፣ሲኒየር አካዉንታንት፣ሒሳብን ወፃእታትን በዓል ሞያ ፣ወናኒ መተሓባበሪ ዕደጋ ፣ኪኢላ በጀት፣ኪኢላ ዉሽጢ ፣ኦዲት / ደገ ኦዲት ፣ካፒታል መደበኛ በጀት ሓለፊ ፣ክፍሊትን በጀትን ኪኢላ ፣ብትልም በጀትን፣ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ብሓለፍነት ዝሰረሐ
ጠ /ቅግልጋሎት ሰራሕተኛ ፣ንብረት ሰራሕተኛ ፣ምም/ ር ንብረት ዳታ ኢንትሪ ፣ኢንኮደር ንብረት መዝገብ ንብረት ዕደጋ |
ልምዲ ስራሕ | 6 ዓመት |
መተሓሳሰቢ | ነቲ ኣብ ላዕሊ ዝተገለፀ ስራሕ መደብ ንምምዝጋብ እትቀርቡ ተወዳደርቲ ዋና መረዳእታኩም ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ምምዝጋብ ትክእሉ ናየ ምዘገባ ዕለት ካብ 17 /05/ 2008 - 23 /05/ 2008 ዓም ቦታ ኮሚሽን ስነ ምግባር ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ኮምፕሌክስ ህንፃ ጥቃ ማይክሮ ፋይናንስ ደደቢት ፋይናንስ ቢሮ ቁፅሪ 265 ቀዳማይ ደብሪ ሓይሊ ሰብ ምዝገባ ሰዓት ኩሉግዘ ኣብ ስራሕ እዋን ፈተና እትቀርብሉ ዕለት ብምልክተታ ዝግለፅ ምካኑ ንሕብር ብሓዱሽ መምርሒ መመዘኒ ብቅዓት COC ከቅርብ ዝክእል 0344411964 |