| ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ዉሽጢ ኦዲተር |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሓሙስ ጥሪ 12, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሶኒ ጥሪ 23, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ደገ ዝዉፀ ቁፃረር ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ፖብሊክ ፋይናንስ ፣ኣካዉንቲንግ፣ ማናጅመነት ፣ ቢዝነስ ማናጅመንት ፣ዲቨሎመንት ማናጅመንት ፣ ኣካዉንቲን ኤንድ ኦዲት ፣ባንኪንግ ኤንድ ኢንሹራንስ፣ ማርኬቲንግ ማናጅመንት
|
| ተደላይይ ክእለት | ፋይናንስ ምም/ ር ክእለት ዘለዎ በስነ ምገባሩ መርኣያ ዝኮነ |
| ልምዲ ስራሕ | መድብ ብዝሓቶ መስመር ሞያ 1ይ ዲግሪ 5ተ ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሞያን ብ 10 +3 ብዲፕሎማ ዝተመረቀ ወይ ብብርኪ III ዝተመረቀ ት ወይ ካብ ኮሌጅ ብዲፕሎማ ዝተመረቀ 9ተ ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ሰራሕ ልምዲ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ብብርኪ IV ዝተመረቀ ት ወይ ካብ ኮሌጅ ብላዕለዋይ ዲፕሎማ ዝተመረቀ ት ወይ 7ተ ዓመት አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ |
| መተሓሳሰቢ | ስራሕ ቦታ ክልል ቢሮ |