| ፍረ ስዉኣት ኢንዱስተሪ ሓ/ዝተ/ዉ/ማ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | Finance Management |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሶኒ ጥሪ 9, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ቀዳም ጥሪ 14, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ትካል ፍረ ስዉኣት ኢንዳስትርያል ሓ. ዝ .ዉ .ማ ንሓዱሽ ወርክሾፕ ብዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | BA |
| ተደላይይ ክእለት | Peachtree Accounting ክእለት ዘለዎ |
| ልምዲ ስራሕ | 8 ዓመት በቲ ሞያ ዝሰረሐ ት |
| መተሓሳሰቢ | እዚ ኣብ ላዕሊ ዘሎ ረቋሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 07 / 05 /2008 ዓም ክሳብ 14/ 05 /2008 ኣብ ዘሎ ግዘ ክትምዝገቡ ንዕድም አድራሻና ዓይደር ቀበሌ 03 ድሕሪ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ንዝበለፀ ሓበሬታ 09141306 90 |