https://milkta.com/ti/jobs/display/863
ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ
መፀውዒ መደብ ላብራቶሪ ዲፕሎማ
ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጥሪ 2, 2008
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሶኒ ጥሪ 9, 2008
ቦታ ዝተፋላለየ ቦታ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 20
መብርሂ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተጠቂሶም ዘለዎ ዓይነት ሞያታት ኣብ ትሕቲ ጥዕና ቢሮ ዝርከባ ጥዕና ትካላት ኣወዳዲሩ ክምድብ ስለዝደሊ ነቲ ረቋሕ እተማልኡ ደለይቲ ስራሕ ካብ 29 /04/ 2008 ዓማ ክሳብ 09/ 05 /2008 ዓም ክትምዝገቡ ነተሓሳስብ

ኣብ ዝተመደቦ ቦታ 2ዓመት ከገልግል ፍቃደኛ ዝኮነ /ት

ትምህርቲ ደረጃ

ላብራቶሪ ዲፕሎማ  

ተደላይይ ክእለት

ላብራቶሪ ዲፕሎማ  

 COC ዝምልከቶ መረዳእታ ከቅርብ  ዝክእል

ልምዲ ስራሕ

0

መተሓሳሰቢ
  1. COC ዝምልከቶ መረዳእታ ከቅርብ  ዝክእል
  2. ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 10/ 05 /2008 ዓም ሰዓት 3 ፡00 ኣብ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣዳራሽ ፈሊጥኩም ብእዋንኩም ክትርከቡ ነተሓሳስብ
© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle