| ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ፋርማሲ ዲፕሎማ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሶኒ ጥሪ 2, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሶኒ ጥሪ 9, 2008 |
| ቦታ | ዝተፋላለየ ቦታ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 6 |
| መብርሂ | ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተጠቂሶም ዘለዎ ዓይነት ሞያታት ኣብ ትሕቲ ጥዕና ቢሮ ዝርከባ ጥዕና ትካላት ኣወዳዲሩ ክምድብ ስለዝደሊ ነቲ ረቋሕ እተማልኡ ደለይቲ ስራሕ ካብ 29 /04/ 2008 ዓማ ክሳብ 09/ 05 /2008 ዓም ክትምዝገቡ ነተሓሳስብ ኣብ ዝተመደቦ ቦታ 2ተ ዓመት ከገልግል ፍቃደኛ ዝኮነ /ት |
| ትምህርቲ ደረጃ | ፋርማሲ ዲፕሎማ |
| ተደላይይ ክእለት | ፋርማሲ ዲፕሎማሪ COC ዝምልከቶ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል |
| ልምዲ ስራሕ | 0 |
| መተሓሳሰቢ |
|