| ቤት ፅሕፈት ምስንዳእ ጋዜጣ ወይን | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ፋይናንስ ምምሕዳር ሓላፊ/ት |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሶኒ ጥሪ 19, 2006 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሓሙስ ጥሪ 22, 2006 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ቤት ፅሕፈት ምስንዳእ ጋዜጣ ወይን ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብፋይናንስ ምምሕዳር ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። BA ዲግሪ ብኣካውንቲንግ ናይ ኮምፒተር ክእልትን ፒስችሪን ዘለዎ/ዋ ዋሕስ፡ ክቅርብ ዝኽእል መሃያ ብናይ ቤት ፅሕፈትና ስኬል መሰረት
ልምዲ ስርሕ ካብ 6 ዓመት ንላዕሊ ብፋይናስ ምምሕዳር ዝሰርሐ/ት ንክልተ ዓመት ወይ ልዕሊኡ ብሓላፍነት ዝሰርሐ/ት
|
| ትምህርቲ ደረጃ | |
| ተደላይይ ክእለት | |
| ልምዲ ስራሕ | |
| መተሓሳሰቢ | መመዝቢ ዕለት ካበ 16/05/2006 ክሳብ 21/05/2006 ዓም ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 22/05/2006 ዓ/ም ሓሙስ ድሕሪ ሰዓት 8፡00 ሰዓት ኣድራሻና ሓወልቲ ኣብ ዝወስድ ድልድይ ናይ ቀደም እግሪ ምትካል ዝነበረ ህንፃ ዘሎ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 202መደብ |