| አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ሓ/ዝ/ወ/ማ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ኪኢላ ልቃሕን ዕቋርን |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሶኒ ጥሪ 2, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ቀዳም ጥሪ 7, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ኣብ ጨንፈር መቀለ ስራሕ ንደለይቲ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተቀመጡ ረቀሒ ተማልኡ ኣድላይ መመዘኒ ብምቅራብ ትምዝገቡ ንዕድም |
| ትምህርቲ ደረጃ | 10 +1 2 ዓመት 10 +2 0ዓመት 10 +3 0 ዓመት |
| ተደላይይ ክእለት | ኣተሓሓዛ ሒሳብ ሲኦሲ ዝሓለፈ ኣብ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ምዉዳብን ምልዕዓልን ኣብ ማይክሮ ፋይናንስ ዕቀር ልቃሕ ሕብረት ስራሕን ዘገልገለ
|
| ልምዲ ስራሕ | 10 +1 2 ዓመት 10 +2 0ዓመት 10 +3 0 ዓመት |
| መተሓሳሰቢ | ምዝገባ ካብ 30 /04 /2008 ዓም 07 /04 /2008 ዓም መመዝገቢ ቦታ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ህንፃ ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ 3ይ ደብሪ ደቂ አነስትዮ ነተባብዕ |