https://milkta.com/ti/jobs/display/855
ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ
መፀውዒ መደብ በዓል ሞያ ካሜራማን
ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ታሕሳስ 27, 2008
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ዓርቢ ታሕሳስ 29, 2008
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን መኣካላይ ደረጃ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ኢንስትቲዩት  ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቐፂሉ ንዘሎ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት ተማልኡ ኣመልከቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም።

ትምህርቲ ደረጃ

ትምህረቲ ደረጃ 8ይ ንልዕሊኡን ዝኾነ

ተደላይይ ክእለት


ብኮምፒተር ሳይንስ፤ ብኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ፤ ብቪድዮ ግራፊክስ ብኤሌክትሮኒክስ፤ ብሲናማ ፎቶግራፊክ ዝተመረቐ/ት 

 

ልምዲ ስራሕ


ብኮምፒተር ሳይንስ፤ ብኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ፤ ብቪድዮ ግራፊክስ ብኤሌክትሮኒክስ፤ ብሲናማ ፎቶግራፊክ ብብርኪ II ዝተመረቐ/ት አግባብ ዘሎዎ 9+ ዓመት ስራሕ ልመዲ 10 ብርኪ III ዝተመረቐ/ት ኣግባበ ዘሎዎ 7 ዓመት  ስራሕ ልምዲ ብርኪ IV ዝተመረቐ/ት  ኣግባብ ዘለዎ 5 ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ

መተሓሳሰቢ
  • ተወዳደርቲ ኣግባብ ዘለዎ መረዳእታ ትምህርቲን ሰራሕ ልምዲን ኦርጂናል ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ንክቕርቡ ነተሓሳስብ
  • ምዝገባ ቦታ ኢንስቲትዩ ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ 
  • ምዝገባ ዕከት ካብ 25/04/2008 ክሳብ 29/04/2008 ዓ/ም 
© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle