https://milkta.com/ti/jobs/display/85
ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን
መፀውዒ መደብ ዕደጋ ኦፊሰር
ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጥሪ 19, 2006
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓሙስ ጥሪ 22, 2006
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ መ.መ.ቑ 7-7-6
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ጊዝያዊ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን ብሄራዊ ክልል መንግስቲ ትገራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ዘውፅኦ ምልክታ ዝሐሸ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ስለዝደሊ በዚ ክትዋደደሩ እትደልዩ ክማልእዎ ዝግባእ ረቛሒ ከም ዝስዕብ ይኸውን

ደረጃ ትምህርቲ

ዲግሪ

ተደላይ ክእለት

ብኣካዊንቲንግ፣ ማናጅመንት፣ ኢኮኖሚክስ፣ ፐርቸትዚንግ፣ ሳፕላይ ማናጅመንት፣ ቢዝነስ ኢዱኬሽን፣ ንባችለር ዲግሪ /ቐዳማይ/ ዲግሪ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ 5 ዓመት

ማስተር /2ይ / ዲግሪ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ 3 ዓመት

መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ፍልጠት ዘለዎ ይምረፅ


 

 

ትምህርቲ ደረጃ 3
ተደላይይ ክእለት 1
ልምዲ ስራሕ 2
መተሓሳሰቢ

መተሕሳሰቢ

  • ናይ ትምህርቲ መረድእታን ስራሕ ልምዲን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ

  • ቅድም ክብል ኣብ ቴክኒክን ሙያን ትምህርቲ ስልጠና ብዲፕሎማተማሂሮም ድሕሪ ወርሒ ታሕሳስ 2000 ፕሮግራም ትምህርቲ ጀሚሮም ስልጠነኦም ተኸታቲሎም ንዝተመረቁ ናይ ብቅዓት ትምህርቲ መረጋገፂ ሲ.ኦ.ሲ ከቅርቡ ኣለዎም። ምዝገባ ዝጅመረሉ ካብ ዕለት 15/05/2006 ክሳብ 21/05/2006 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣበ ቢሮ ቁፅሪ 18

  • ምዝገባ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ እዋን 5+ ተኸታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልቲ

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle