https://milkta.com/ti/jobs/display/840
ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ
መፀውዒ መደብ ጨንፈር ሲስተም ተቆፃፃሪ ኮንስትራክሽንን ፅገናን ኬዝቲም መተሓባባሪ
ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሕዳር 6, 2008
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ቀዳም ሕዳር 11, 2008
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን መኣካላይ ደረጃ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 5
መብርሂ

ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ መስተ ከተማ መቐለ ካብዚ ቀፂሎም ዘለዉ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደባት ኣወዳዲሩ ብቀዋሚ ክቆፅር ይደሊ  በዚ መሰረት

ትምህርቲ ደረጃ

ቀዳማይ ዲግሪ

ተደላይይ ክእለት

ንሲስተም ተቆፃፃሪ ዘገልግሉ ዝተፈላለዩ ሶፍትዌር ናይ ምጥቃም ክእለት ዘለዎ ጋንታ ኣተሓባቢርካ ናይ ምስራሕ ክእለት ዘለዎ ብስነምግባር መርኣያ ዝኮነ ንለዉጢ ዝተቀረበ

ልምዲ ስራሕ

2 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲን ካብኡ ንዓዕሊን

መተሓሳሰቢ

እቲ ዝተጠቀሰ ስራሕ መደብ ኣማሊኡ ተወዳዳሪ ስራሕ ልምድን ትምህርትን መረዳእታ ኦርጂናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ካብ ምልክታ ዝተጠቀሰሉ ጊዜ ጀሚርኩም ኣብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ ማዕልቲ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ቁፅሪ 11 ቀሪብኩም ንክትምዝገቡ ንዕድም

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle