https://milkta.com/ti/jobs/display/836
ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም
መፀውዒ መደብ ኮምፒተር መምህር
ዝወፀሉ መዓልቲ ሰንበት ጥቅምቲ 28, 2008
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ዓርቢ ሕዳር 3, 2008
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ኒዉ ሚሊንየም ኮሌጅ ንታሕቲ ተገሊፁ ዓይነት ስራሕ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

 ዲፕሎማ (TVET) / ደረጃ III ዝተመረቐ/ት

ተደላይይ ክእለት

ኮምፒተር ሳይንስ 

ልምዲ ስራሕ

1 ዓመት ኮምፒተር መምህርነት ዝሰርሐ/ት

መተሓሳሰቢ

አመልከቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ስራሕ ልምድኩምን CV ምስዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ አብ ኒዉ ሚሊንየም ኮሌጅ ፔርሶኔል ክፍሊ ካብ ዕለት 27/02/2008 ዓ/ም - 03 /03/2008 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 12:00 ናይ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ክትምዘገቡ ከምትክእሉ ንሕብር

ተወሳኪ ሓበሬታ: 0344 41 04 65

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle