| ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ነርሲንግ መምህር |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሰንበት ጥቅምቲ 28, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ዓርቢ ሕዳር 3, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ኒዉ ሚሊንየም ኮሌጅ ንታሕቲ ተገሊፁ ዓይነት ስራሕ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | BSC ዲግሪ |
| ተደላይይ ክእለት |
|
| ልምዲ ስራሕ | 1 ዓመት ነርሲንግ መምህርነት ዝሰርሐ/ት |
| መተሓሳሰቢ | አመልከቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ስራሕ ልምድኩምን CV ምስዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ አብ ኒዉ ሚሊንየም ኮሌጅ ፔርሶኔል ክፍሊ ካብ ዕለት 27/02/2008 ዓ/ም - 03 /03/2008 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 12:00 ናይ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ክትምዘገቡ ከምትክእሉ ንሕብር ተወሳኪ ሓበሬታ: 0344 41 04 65 |