| ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | በዓል ሞያ ኢቨንትን መሸጣ በዓላትን |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ዓርቢ ነሓሰ 10, 2011 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሶኒ ነሓሰ 13, 2011 |
| ቦታ | |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | 0 |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ድምፂ ትግራይ ሓ/ዝ/ዉ/ማ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ክፍቲ ስራሕ መደበ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | MAC,MA, BA |
| ተደላይይ ክእለት | ብማርኬቲንግ ኢኮኖሚክስ ቢዝነስ ማናጅመንት ኣካዊንቲንግ ቢዝነስ ኣድሚስቲሬሽን |
| ልምዲ ስራሕ | ን BA 5ተ ዓመት ን MAን MAC 3ተ ዓመት |
| መተሓሳሰቢ | መተሓሳሰቢ መሃያ ብናይ ትካል ስኬል ኮይኑ ነዚ ዘመላእኩም ኣመልከቲ ዘለኩም ናይ ትምህርቲ መረዳእታን ካልኦት መረዳእታታትን ዋናን ዘይምለስ ቅዳሕን ብምሓዝ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ 8/12/2011 ዓ/ም ክሳብ 13/12/2011ዓ/ም ኣብ ዉሽጢ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልትታት ኣብ ድምፂ ወያነ ትግራይ እናቀረብኩም ዶክሜንትኩም ከተቅርቡ ትክእሉ |