| ኮሌጅ ፖሊቴክኒክ መቐለ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | በዓል ሞያ ዕዳጋ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ረቡዕ ነሓሰ 8, 2011 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ዓርቢ ነሓሰ 10, 2011 |
| ቦታ | |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | 0 |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ካበዚ ንታሕቲ ዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ካብ ደገ ብዝዉዉር ቁፃርን ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ኣካዉንቲንግ ፣ ማናጅመንት፣ ኢኮኖሚክስ፣ ፐርቸዚንግ ሳፕላይ ፣ ማናጅመንት ፣ ቢዝነስ ማናጅመንት ፣ ሶሾሎጂ ፣ ከኦፐረቲቭ ማርኬቲንግ ማናጅመንት |
| ተደላይይ ክእለት | በዓል ሞያ ዕዳጋ |
| ልምዲ ስራሕ | 1ይ ድግሪ 4ተ ቀጥታ ስራሕ ልምዲ |
| መተሓሳሰቢ | መመዝገቢ ቦታ- መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ከይዲ ስራሕ ምምሕዳር ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ ነ9 ምዝገባ ዝካየደሉ እዋን 03/12/2011 ዓ/ም ክሳብ 10/12/2011 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ተኸታታሊ ን5ተ ናይ ስራሕ መዓልትታት መመልከቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ኣብ እዋን ምዝገባ ሒዝኩም ክትቀርቡ ኣለኩም |