| ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኤጀንሲ ምስፍሕፋሕ ስራሕ ማሕበራትን ልምዓት ዕዳጋን | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | በዓል ሞያ ካሜራ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ቀዳም ጥቅምቲ 13, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሶኒ ጥቅምቲ 22, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | 21 -9- 2 |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኤጀንሲ ምስ ሕ ስራሕ ማሕበራትን ልምዓት ዕዳጋን ኣብ ኤጀንሲ ምስ /ሕ/ ስ /ማ/ ዕ ልምዓት ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ኣብ ዝርከብ ክፍቲ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛታት ከወዳደር ይደልይ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ካብ ቤ/ ት /ቲ ቴክኒክን ሞያን ብ 10 +1 ብሰርትፊኬት ዝተመረቀ ብካሜራ ብኦዲዮ ቪድዮ ስራሕ ዝተመረቀ ት ወይ ቀዳማይ ዓመት ኮለጅዝወደአ ወይ ብስነ ጥበብ ናይ ያሬድ ሙዚቃ ቤ ት ትምህርቲን ዲፕሎማ ዝተመረቀ |
| ተደላይይ ክእለት | |
| ልምዲ ስራሕ | ካብ ቤ/ ት /ቲ ቴክኒክን ሞያን ብ 10 +1 ብሰርትፊኬት ዝተመረቀ ብካሜራ ብኦዲዮ ቪድዮ ስራሕ ዝተመረቀ ት ወይ ቀዳማይ ዓመት ኮለጅ ዝወደአ ወይ ብስነ ጥበብ ናይ ያሬድ ሙዚቃ ቤ ት ትምህርቲን ዲፕሎማ ዝተመረቀ ኮይኑ 6 ዓመት በቲ ዝድለ ሞያ ዘገልገለ 3 ዓመትን ልዕሊኡን ስራሕ ልምዲ 2ይ ዲግሪ 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ |
| መተሓሳሰቢ | መተሓሳሳቢ
ስልኪ ቁፅሪ 03-44-41-46-53 /03-42-41-51-51 ፋ/ ቁፅሪ 03-44-40-29-66/ 03-44-40-37-10
|