| ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኤጀንሲ ምስፍሕፋሕ ስራሕ ማሕበራትን ልምዓት ዕዳጋን | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ፅገና ናዉቲ ቴሃርን ግልጋሎት ምክሪን |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ቀዳም ጥቅምቲ 13, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሶኒ ጥቅምቲ 22, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | 21 -11- 5 |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኤጀንሲ ምስ ሕ ስራሕ ማሕበራትን ልምዓት ዕዳጋን ኣብ ኤጀንሲ ምስ /ሕ/ ስ /ማ/ ዕ ልምዓት ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ኣብ ዝርከብ ክፍቲ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛታት ከወዳደር ይደልይ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ቀዳማይ ዲግሪ ዘለዎ ዋ ኮይኑ ብኮምፒተር ሳይንስ ፣ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ፣ ኮምፒተር ኣፕሊኬሽን ፣ ኢንጂነሪንግ ዝተተሓሓዘ ትምህርቲ ዝተመረቐ /ት
|
| ተደላይይ ክእለት | |
| ልምዲ ስራሕ | ቀዳማይ ዲግሪ ዘለዎ ዋ ኮይኑ ብኮምፒተር ሳይንስ ፣ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ፣ ኮምፒተር ኣፕሊኬሽን 4 ዓመት ልምዲ ስራሕ ምስ ኢንጂነሪንግ ዝተተሓሓዘ ትምህርቲ ዝተመረቐ /ት 3 ዓመትን ልዕሊኡን ስራሕ ልምዲ 2ይ ዲግሪ 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ |
| መተሓሳሰቢ | መተሓሳሳቢ
ስልኪ ቁፅሪ 03-44-41-46-53 /03-42-41-51-51 ፋ/ ቁፅሪ 03-44-40-29-66/ 03-44-40-37-10
|