https://milkta.com/ti/jobs/display/800
ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኤጀንሲ ምስፍሕፋሕ ስራሕ ማሕበራትን ልምዓት ዕዳጋን
መፀውዒ መደብ ኪኢላ ትልምን ምዉፋር ሓይሊ ሰብን
ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ጥቅምቲ 13, 2008
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሶኒ ጥቅምቲ 22, 2008
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ 21 -4- 2
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን መኣካላይ ደረጃ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኤጀንሲ ምስ ሕ ስራሕ ማሕበራትን ልምዓት ዕዳጋን

ኣብ ኤጀንሲ ምስ /ሕ/ ስ /ማ/ ዕ ልምዓት ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ኣብ ዝርከብ ክፍቲ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛታት ከወዳደር ይደልይ

ትምህርቲ ደረጃ

ዲግሪ ማናጅመንት፣ ቢዝ /ማናጅመንት፣ ኮ/ ማናጅመንት ፣ ኢኮኖሚክስ ወይ ተመሳሳሊ ዝተመረቐ /ት

ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ

ስራሕ ልምዲ 6 ዓምትን ልዕሊኡን ዘለዎ/ ዋ

መተሓሳሰቢ

መተሓሳሳቢ

  • ምዝገባ ዝካየደሉ እዋነ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 22 /02/ 2008 ዓ ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ይከዉን
  • መመዝገቢ ቦታ ኣብ ኢ /ምስ/ ሕ /ስ/ ማ /ዕ/ ልምዓትን ምም/ ር ሓይሊ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 303
  • ኣመልከቲ ኣድላዩ ትብልዎ መረዳእታኩም ዋናን ፎቶ ኮፒን ብምሓዝ ክትቀርቡ አለኩም
  • COC  ዝምልከተኩም ክን ዝሓለፈትሉ መረዳእታ ዘቅርብ

ስልኪ ቁፅሪ 03-44-41-46-53 /03-42-41-51-51 ፋ/ ቁፅሪ 03-44-40-29-66/ 03-44-40-37-10

 

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle