| ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | አካዉንታንት |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሓሙስ ጥቅምቲ 11, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሰሉስ ጥቅምቲ 16, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | 29-7-3 |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ኮምሽን ስነ ምግባር ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወደዲሩ ብቋዋሚነት ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ |
|
| ተደላይይ ክእለት | አካዉንቲንግ ማናጅመንት ፓብሊክ ፋይናንስ ብኪኢላ አካዉንታንት: ብዉሽጥን/ደገን ኦዲት : ሒሳብ በጀትን : ብምምሕዳርን ፋይናንስ ዝሰርሐ/ት |
| ልምዲ ስራሕ | 6 ዓመት |
| መተሓሳሰቢ |
|