https://milkta.com/ti/jobs/display/79
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይ
መፀውዒ መደብ ኣካውንታት ደረጃ 4
ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ጥሪ 14, 2006
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰሉስ ጥሪ 20, 2006
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 2
መብርሂ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይ ቀፂሉ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ካብ ደገ ስራሕተኛ ኣወዳዲሩ ከቆፅር ይደሊ

 

ብኣካውንቲንግ / ተመሳሳሊ ሙያ

ቢድግር 4 ዓመት ስራሕ ልመዲ /ኮምፒተር ክእልት ዘለዎ

ዲፕሎማ 6 ዓመት ስራሕ ልምዲ /ኮምፒተር ክእልት ዘለዎ

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

ናይ ምዝገባ ጊዜ ካብ 12/05/2206 ክሳብ 19/05/2006

ናይ ምዝገባ ቦታ ኢንትርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ክልል ትግራይ

ናይ ምዝገባ ሰዓት ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት

ተወዳደርቲ መረዳእታ ትምህርቲ ኦርጅናል ምስ ፎቶኮፒ ሒዝኩም ኣብ ኪኢላ ትልምን ምውፋር ሓ/ሰብ ቀረብን ክትምዝገቡ ትክእሉ።

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle