| ቢሮ ትልምን ፋይናንስን | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | በዓል ሞያ ምምሕዳርን ሰራሕተኛን ጥቅማ ጥቅምን |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ቀዳም ጥቅምቲ 6, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ዓርቢ ጥቅምቲ 12, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | 16-7-3 |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ኣብ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ አ/ሰ/ ሓይሊ ሰብ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብናይ ደገ ቁፃርን ብናይ ደገ ዝዉዉርን ከማልእ ብዙይ መሰረት በቲ ዝወፀ መመዘኒ ሮቅሓ ተማልኡ ክትወዳደሩ በዙይ ምልክታ ይዕድም |
| ትምህርቲ ደረጃ |
|
| ተደላይይ ክእለት |
|
| ልምዲ ስራሕ | ንዲግሪ 6 ዓመት ንዲፕሎማ 10 ዓመት |
| መተሓሳሰቢ | ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሱ መመዘኒ ሮቕሓታት እተማልኡ ክትምዝገቡ እናዓደምና
|