https://milkta.com/ti/jobs/display/781
ቢሮ ትልምን ፋይናንስን
መፀውዒ መደብ በዓል ሞያ ምምሕዳርን ሰራሕተኛን ጥቅማ ጥቅምን
ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ጥቅምቲ 6, 2008
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ዓርቢ ጥቅምቲ 12, 2008
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ 16-7-3
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን መኣካላይ ደረጃ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ኣብ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ አ/ሰ/ ሓይሊ ሰብ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብናይ ደገ ቁፃርን ብናይ ደገ ዝዉዉርን ከማልእ ብዙይ መሰረት በቲ ዝወፀ መመዘኒ ሮቅሓ ተማልኡ ክትወዳደሩ በዙይ ምልክታ ይዕድም

ትምህርቲ ደረጃ
  • ቀደማይ ዲግሪ
  • ዲፕሎማ
ተደላይይ ክእለት
  • ኢኮኖሚክስ
  • ፐብሊክ ኣድምንስትሬሽን
  • አመራርሓ ሓይሊ ሰብ
  • ሳይኮሎጂ
  • ሕጊ
ልምዲ ስራሕ

ንዲግሪ 6 ዓመት

ንዲፕሎማ 10 ዓመት

መተሓሳሰቢ

ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሱ መመዘኒ ሮቕሓታት እተማልኡ ክትምዝገቡ እናዓደምና

  • ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ማለት ምስቲ ስራሕ መደብ ቀጥታ ርክብ ዘለዎ ማለት እዩ
  • ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 04/2/2008 ዓ/ም ክሳብ 12/02/2008 ዓ/ም አብ ስራሕ ሰዓት
  • COC ዝምከተኩም መረዳእታኩም ክተቕርቡ ይግባእ
  • ናይ ምዝገባ ቦታ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ቑፅሪ -12
  • ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ክግለፅ እዩ
© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle