| ራክሚንት ሲስተም ሓ/ዝተ/ዉ/ማ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ሴክሪተሪ /secetary/ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሶኒ ሓምለ 15, 2011 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ዓርቢ ሓምለ 19, 2011 |
| ቦታ | |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ድርጅትና ራክሚንት ሲስተም ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ንዘለዉ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ሴክሪተሪ /secetary/ በቆዋሚ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ብSSOM ፣ IT ወይ ተመሳሳሊ ትምህርቲ ዝተመረቐት |
| ተደላይይ ክእለት |
|
| ልምዲ ስራሕ | ብተመሳሳሊ ስራሕ መደብ ሓደ (1 ) ዓመት ልዕሊኡን ስራሕ ልምዲ ዘለዎ |
| መተሓሳሰቢ | ቐደማይ ወያነ ዕደጋ ማእከል ብሎክ ረ-304 ካብ ዕለት 16/11/2011 ክሳብ 19/11/2011 ኣብ እዋን ስራሕ ንጉሆ ካብ 2:30 ክሳብ 6:30 ድሕሪ ፋዱስ ካብ ሰዓት 7:30 ክሳብ 11:30 |