| ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ኪኢላ ዕዳጋ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሓሙስ ጳጉሜን 5, 2007 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሰሉስ መስከረም 4, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ተገሊፁ ዓይነት ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ |
|
| ተደላይይ ክእለት |
|
| ልምዲ ስራሕ |
- 2ተ ዓመት ብዕዳጋ ዝሰርሐ/ት
|
| መተሓሳሰቢ | አመልካቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ስራሕ ልምድኩምን CV ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ኣብ ኒዉ ሚሊንየም ኮሌጅ ፐርሶኔል ክፍሊ ካብ ዕለት 03/13 07 ዓም 04/01/2008 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 12:00 ናይ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ክትምዘገቡ ከምትክእሉ ንሕብር |