https://milkta.com/ti/jobs/display/754
ፋብሪካ ቴራዞ/ማቶኔላ ኣሃዱ
መፀውዒ መደብ ስቶር ኪፐር
ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ነሓሰ 11, 2007
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ዓርቢ ነሓሰ 29, 2007
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

 

                                        ምልክታ ንደለይቲ ስራሕ

ትካልና ኣሃዱ ቴራዞ /ማቴኔላ  ፋብሪካ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ናይ ስራሕ መደብ አመልከትቲ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ
  •     ካብ 10ይ ክፍሊ ንላዕሊ  
ተደላይይ ክእለት

    ካብ 10ይ ክፍሊ ንላዕሊ  

ልምዲ ስራሕ

ክልተ ዓመትን ልዕሊኡን  

መተሓሳሰቢ

 

  • ንቴክኒክን ሙያን ተመረቕቲ ቅድሚያ ንህብ
  • ንኮንትራትን ቐወምትን ሰረሕትኛታት ብዝሰርሕዎ ስራሕ መጠን ናይ መተባብዒ ክፍሊት ንፍፅም

 

ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሰ ናይ ስራሕ መደብ ንምዉድዳር እትደሊዩ ኣመልከትቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 15 ናይ ስራሕ መዓልቲ ናይ ስራሕን ትምህርትን መረጃ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዝኩም መፂእኹም እትምዝ  ገቡ ምኻንኩም ንሕብር

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቑፅሪ ስልኪ 0348409246 ,0914301159 /0911309630

ኣድራሻ

  • ሓሚዳይ ኣብ ዝርከብ ፋብሪካና
  • ቐዳማይ ብርኪ ኣፂ ዩሃንስ ት ቤት ጥቓ ኤፍ ኤም መቐለ ኣብ ዝርከብ ቢሮና

 

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle