| ቤት ፅሕፈት ስቪል ሰርቢስ ክ/ከተማ ቐዳማይ ወያነ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ኪኢላ ክትትልን ደገፍን |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ቀዳም ነሓሰ 9, 2007 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሓሙስ ነሓሰ 14, 2007 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | 2ከ-3-2-2-7 |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ምልክታ ንደለይቲ ስራሕ ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ቐዳማይ ወያነ ንቤት ፅሕፈት ደኣንት ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ኣብ ዘለዉ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛታት ብዝዉዉር ወይ ቁፃር ቅድም ሰዓብ ብምሕላዉ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደልይ እዚ ዝተቐመጠ መመዘኒ ረቁሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይዕድም |
| ትምህርቲ ደረጃ |
|
| ተደላይይ ክእለት | no data |
| ልምዲ ስራሕ |
|
| መተሓሳሰቢ | መተሓሳሰቢ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 50 92 |