https://milkta.com/ti/jobs/display/738
ማሕበር ልምዓት ትግራይ
መፀውዒ መደብ መተሓባበሪ ዕ/ፋን/ ምምሕዳር ንብረት ሓይሊ ሰብን
ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሓምለ 21, 2007
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ዓርቢ ሓምለ 24, 2007
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ክፍቲ ስራሕ መደብ ምልክታ

ትምህርቲ ደረጃ

ቀዳማይ ዲግሪ /ካልኣይ ዲግሪ ብማናጅመንት /ኣካዉንቲንግ ካልኦት ተዛመድቲ ዓይነት ትምህርትን

ተደላይይ ክእለት no data
ልምዲ ስራሕ

6/4  ቀጥታ

መተሓሳሰቢ

ተወሳኪ ኽእለት 

ክእለት ፕችተሪ ኣካዉንቲንግ ክእለት መሰረታዊ ኮምፒተር ዘለዎ/ ዋ

  • ናይ ምዝገባ ቦታ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ላዕለዋይ ኪኢላ ምምሕዳር ሓይሊ ሰብን ስልጠናን
  • ቢሮ ቁፅሪ 410 ዘይምለስ ኮፒ ናይ ት/ቲ : ስራሕ ልምድን ካልኦት ጠቀምቲ መረዳእታ ብምቕራብ
  • ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 20/ 11 /2007 ዓ/ም ጀሚሩ ኣብ ስራሕ ሰዓት 5 ተኸታተልቲ  መዓልቲ

       

    ዋና  ቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ስቁ 0344 40 99 23

 

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle