| ኤጀንሲ ስታስቲክስ ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ኪኢላ ካሜራ ማን |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሓሙስ ሰነ 13, 2011 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሶኒ ሰነ 17, 2011 |
| ቦታ | |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ማናጅመንት |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ኤጀንሲ ስታቲስቲክስ ክልል ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብናይ ደገ ቁፃርን ብቋሚ ኣወዳዲሩ ከማልእ ይደሊ፡፡ |
| ትምህርቲ ደረጃ | 10+3 ዲፕሎማ ካሜራ፣ ኦዲዮ ቪዥዋል እንተሓሊፉ ዋሕስ ከምፅእ ዝክእል |
| ተደላይይ ክእለት | ብሓላ/መተሓባበሪ ክኢላ ካሜራ፣ ኦዲዮ ቪዝዋል ኤሌክትሮኒክስ |
| ልምዲ ስራሕ | 4 years |
| መተሓሳሰቢ | 1 ተወዳደርቲ ትምህርቲ ደረጃን ስራሕ ልምዲን መረዳእታ ምስ ዘይምለስ 1 ገፅ ፎቶኮፒ ሒዞም የቅርቡ፤ 2 ካብ ውልቀ ትካል ዝቀረበ ስራሕ ልምዲ ግብሪ ተከፈሎ ምዃኑ መረጋገፂ ከቅርብ ኣለዎ 3 ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 11/10/2011ዓ/ም ክሳብ 17/10/2011ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት 4 ምዝገባ ዝካየደሉ ቦታ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ወይዘር ህንፃ 3ይ ደብሪ 5 ሲኦሲ ዝምልክተኩም መረዳእታ ክተቅርቡ ይግባእ፡ 6 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ክግለፅ እዩ፡ |