ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ | |
---|---|
መፀውዒ መደብ | ኪኢላ ምደላዉ ተመዘንቲ |
ዝወፀሉ መዓልቲ | ሰሉስ መጋቢት 22, 2007 |
ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሰሉስ ሚያዝያ 6, 2007 |
ቦታ | ማእከኸል ዞባ /ኣክሱም/ |
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | 36-3-5- 6 |
መሃያ | |
ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
ብስራሕ መደብ | |
ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ብዝሒ | 1 |
መብርሂ | ምልክታ ንስራሕ ደለይቲ አብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ ዘሎ መደብ ስራሕ ብዝዉዉርን ብቁፃርን ካብ ደገ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ:: |
ትምህርቲ ደረጃ | ደረጃ ት/ቲ ስራሕ ልምዲ : 1ይ ድግሪን ልዕሊኡን ብኮንስትራክሽን: ኣዉቶ ሞቲቭ : ብሓፂን መፂን : ብሕርሻ ኮይኑ/Plant Science : Natural Resource : Irrigation/ ብቴክስታይል: ብቆርበት: ብሆቴል ትሪዙምን ብማይ ቴክኖሎጅን: ማንፋክቸሪንግ |
ተደላይይ ክእለት | ተደላይ ኽእለት
|
ልምዲ ስራሕ | |
መተሓሳሰቢ |
መመዝገቢ ቦታ
አድራሻ : ኤጀንሲ ምርጋግፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ቀበሌ 17 ጥቃ ዕዳጋ ብዕራይ ወይ ክላስተራትና
ተወሳኺ ሐበሬታ ብስ ቁ 0348409235 ወይ 0914748573 ወይ 0914876912
|