https://milkta.com/ti/jobs/display/714
ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ
መፀውዒ መደብ ኪኢላ ምድላዉ ተመዘንቲ
ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ መጋቢት 22, 2007
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰሉስ ሚያዝያ 6, 2007
ቦታ ዞባ ሰ/ምዕራብ /ሽረ/
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ 36-3-5- 4
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

                   ምልክታ ንስራሕ ደለይቲ

አብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ ዘሎ መደብ ስራሕ ብዝዉዉርን ብቁፃርን ካብ ደገ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ::

ትምህርቲ ደረጃ

ደረጃ ት/ቲ ስራሕ ልምዲ :  1 ድግሪን ልዕሊኡን ብኮንስትራክሽን: ኣዉቶ ሞቲቭ : ብሓፂን መፂን : ብሕርሻ ኮይኑ/Plant Science : Natural Resource :  Irrigation/ ብቴክስታይል: ብቆርበት: ብሆቴል ትሪዙምን ብማይ ቴክኖሎጅን: ማንፋክቸሪንግ

ተደላይይ ክእለት

ተደላይ ኽእለት

  • ን 1 ዲግሪ 9ተ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ
  • ን2ይ ድግሪ 7 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ኾይኑ/ና
  • ናይ ብቕዓት መረጋገፂ ብድረጃ IV ተመዚኑ ብቁዕ ዝኾነ/ት
  • መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ ምኻኑ መረዳእታ ዘቅርብ
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

 

መመዝገቢ ቦታ

  • ኣብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 10 ደ/ ከ/ስራሕ አመራርሓ ስራሕቲ ሓየሊ ሰብ

አድራሻ :  ኤጀንሲ ምርጋግፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ቀበሌ 17 ጥቃ ዕዳጋ ብዕራይ ወይ ክላስተራትና

  • ንዞባ ሰ ምዕራብ /ሽረ/ ዲሰከ ክላስተር መተሓባበሪ ኣብ  ማይክሮ ፋይናንስ ህንፃ  ስ ቁ 0344434335  ወይ 0914780669
  • ንዞባ ደቡብ /ማይጨዉ/ ዲሰከ ክላስተር መተሓባበሪ ኣብ የግል ድርጅት ዋስትና ህንፃ ስ ቁ 0347771643  ወይ 0910799903
  • ንዞባ ማእከል /ኣክሱም/ ዲሰከ ክላስተር መተሓባበሪ ኣብ ማይክሮ ፋይናንስ ህንፃ  ስ ቁ 0347753909  ወይ 0914743621

      ተወሳኺ  ሐበሬታ  ብስ ቁ 0348409235  ወይ  0914748573  ወይ  0914876912

 

 

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle