| ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ክኢላ መፅናዕትን ክትትልን ቁፅፅርን ስድራ ስውኣትን ፅ/ተጋደልትን |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ዓርቢ ጉንበት 30, 2011 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሓሙስ ሰነ 6, 2011 |
| ቦታ | |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ማናጅመንት |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ብደገ ዝውውር ቁፃርን ክቆፅር ይደሊ፡፡ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ሶሾሎጂ፣ ሳይኮሎጂ፣ ሶሻልወርክ፣ ሶሻል ኣንትሮፖሎጂ፣ ኢኮኖሚክስ፣ ኩሎም ማናጅመንት ዲግሪ |
| ተደላይይ ክእለት | ሶሾሎጂ፣ ሳይኮሎጂ፣ ሶሻልወርክ፣ ሶሻል ኣንትሮፖሎጂ፣ ኢኮኖሚክስ፣ ኩሎም ማናጅመንት ዲግሪ |
| ልምዲ ስራሕ | ቃዳማይ ዲግሪ 7 ዓመት ስራሕ ልምዲ፣ 2ተ ዓመት ዲግሪ 5ተ ዓመት |
| መተሓሳሰቢ | 1 ናይ ምዝገባ እዋን ካብ ዕለት 28/09/2011ዓ/ም ክሳብ 06/10/2011ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት 2 መመዝገቢ ቦታ ኣብ ቢሮና ኦፊስ ቁፅሪ 263 ኣብ ዳ/ኣመ/ሰ/ሓይሊ ሰብ ኣብ ስራሕ ሰዓት 3 ኣብ እዋን ምዝገባ ት/ቲ መረዳእታ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ምስ አርጂናሉ ምቅራብ፤ 4ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብዝወፀ ምልክታ ይግለፅ፣ 5 ተወዳደርቲ መረጋገፂ ብቅዓት/ሲኦሲ/ ዝምልከተኩም/ክን እንትኮኑ ዝሓለፈ/ት ምካኑ/ና መረጋገፂ ከቅርብ ዝክእል፤ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-418065 |