https://milkta.com/ti/jobs/display/7082
ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ
መፀውዒ መደብ CBID) community based inclusive development district woreda supervisor /ወረዳ ሱፐርቫይዘር/
ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ጉንበት 30, 2011
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ዓርቢ ሰነ 7, 2011
ቦታ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ጊዝያዊ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ማናጅመንት
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ብኩንትራት ክቆፅር ይደሊ፡፡

ትምህርቲ ደረጃ

(Sociology – social work- special needs Education- Psychology

ተደላይይ ክእለት

(Sociology – social work- special needs Education- Psychology

ልምዲ ስራሕ

ቀዳመይ ዲግሪ 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ ብማሕበራዊ ስራሕቲ ወዘተ

መተሓሳሰቢ

1 ናይ ምዝገባ እዋን ካብ ዕለት 29/09/2011ዓ/ም ክሳብ 06/10/2011ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት

2 መመዝገቢ ቦታ ኣብ ቢሮና ኦፊስ ቁፅሪ 263 ኣብ ዳ/ኣመ/ሰ/ሓይሊ ሰብ ኣብ ስራሕ ሰዓት

3 ኣብ እዋን ምዝገባ ት/ቲ መረዳእታ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ምስ አርጂናሉ ምቅራብ፤

4 ምልመላ ዝካየደሉ ዕለት 07/10/2011ዓ/ም ቅድሚ ሰዓት

5 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 07/09/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ድ.ሰዓት

 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-418065

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle