| ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ላብ ኣቴንዳንት |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሓሙስ ጉንበት 29, 2011 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ዓርቢ ሰነ 7, 2011 |
| ቦታ | |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ማናጅመንት |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ኒው ሚሊንየም ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዓይነት ስራሕ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ብደረጃ ክልተ ለቨል 2 ሰርቲፊኬት ብኮምፒዩተር ሳይንስን ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂን ዝተመረቐ/ት |
| ተደላይይ ክእለት | ብደረጃ ክልተ ለቨል 2 ሰርቲፊኬት ብኮምፒዩተር ሳይንስን ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂን ዝተመረቐ/ት |
| ልምዲ ስራሕ | 2ተ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዋ/ዎ |
| መተሓሳሰቢ | ኣመልከቲ ኦርጂናል ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ስራሕ ልምድኩም ሲቪን ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ብምሓዝ ናብ ዋና ካምፓስ ኒው ሚሊንየም ኮሌጅ ፐርሰኔል ክፍሊ ብምቅራብ ክትምዝገቡ ትክእሉ ምዝገባ እዋን ካብ ዕለት 28/09/201ዓ/ም ክሳብ 07/10/201ዓ/ም ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-4165/0914-751301 ምድዋል የከኣል፡ |