https://milkta.com/ti/jobs/display/7011
ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ
መፀውዒ መደብ ምምሕዳር ሓይሊሰብ
ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጉንበት 26, 2011
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሶኒ ሰነ 3, 2011
ቦታ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን መኣካላይ ደረጃ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ነዚ ረቋሒ  እተማልኡ/ኣ ሰራሕተኛታት መጀመሪያ ብዝውውር ቀፂሉ ብደገ ቁፃር ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡

ትምህርቲ ደረጃ

ወናኒ ደ/ከ/ሰ/ኣ/ሰ/ሓይሊ ሰብ፣ መተሓባበሪ ትልምን ምውፋርን፣ በዓል ሞያ ትልምን  ምውፋርን፣ ምም/ር ሰራሕተኛን ጥቅማ ጥቅምን ፣ ልምዓት ሓይሊ ሰብ፣ ስልጠና ክትትልን በዓል ሞያ መረዳእታ ሓይሊ ሰብ፣ ብቀረፃን ምምሕያሽን፣ ኣተኣላልያ ጥርዓን፣ ብኢንስፔሽን ወዘተ

ተደላይይ ክእለት

ብማኔጅመንት ብህ/ምም/ር ብኦኮኖሚክስ፣ ስተታስትያን፣ ሶሾሎጂ፣ ዲቭሎፕመንታል ስታስ ብኢኮኖሚክስ ፐብሊክ ማኔጅመንት፣ ኡርባን ማኔጅመንት፣ ሩላር ዴቨሎፕመንት ስታዲስ፣ ሪጅናል ኤንድ ሎካል ዴቬሎፕመንት ወዘተ

ልምዲ ስራሕ

ብተዘዋሪ ኣግባብነት ዘለዎ ሰራሕ ልምዲ  ሚኢታዊ

መተሓሳሰቢ

1 ምዝገባ ቦታ ኣብ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ይ ደብሪ ምም/ር ሓይሊ ቢሮ ቁፅሪ 307

2 ኣድለይቲ ዝበሃሉ መረዳእታታት ዋንኡ ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒን ከቅርብ ይግባእ፤

3 ምዝገባ ዝጅመረሉ 26/09/2011ዓ/ም ክሳብ 03/10/2011ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት

4 መረጋገፂ ብቅዓት ምዝና/ሊ ኦ ሲ/ ዝምልከተኩም ከትቅርቡ ኣለኩም፤

5 ኣብ ውልቀ ትካት ዝሰራሕኩምዎ ልምዲ ስራሕ እንተሃልይኩም ስራሕ ግብሪ ካብ ቤት ፅሕፈት እቶት ክተምፅኡ ግድን ይከውን፤

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle