| ማሕበር ከየንቲ ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ፕሮጀክት ኦፊሰር |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ዓርቢ ጥሪ 2, 2006 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሶኒ ጥሪ 5, 2006 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ከየንቲ ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ፕሮጀክት ኦፊሰር ኣወዳዲሩ ክቖፅር ስለዝደሊ መዐቅኒእቶም ስራሕ እተማልኡ ክትምዝገቡ ይዕድም። ተደላይይ ብርኪ ትምህርቲ ማስተርስ ዲግሪ 7 ዓመት ስራሕ ልምዲ ንዲግሪ 9 ዓመት
ማናጅመንት ፣ ቋንቋ ተዛማድን ኢኮኖሚክስ ኣግባብነት ዘለዎ ልምዲ ስራሕ ማስተርስ ዲግሪ 5 ዓመት ስራሕ ልምዲ ንዲግሪ 7 ዓመት |
| ትምህርቲ ደረጃ | |
| ተደላይይ ክእለት | |
| ልምዲ ስራሕ | |
| መተሓሳሰቢ | መዘካኸሪ
ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ከየንቲ ትግራይ መቐለ
|