https://milkta.com/ti/jobs/display/6747
ቃላሚኖ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ
መፀውዒ መደብ ኤሌክትሪሻን
ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ጉንበት 7, 2011
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሶኒ ጉንበት 19, 2011
ቦታ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ማናጅመንት
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

 ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡፡

ትምህርቲ ደረጃ

 ዲግሪ ብኤሌክተሪሲቲ ወይ ተዛመድቲ

ተደላይይ ክእለት

 ዲግሪ ብኤሌክተሪሲቲ ወይ ተዛመድቲ

ልምዲ ስራሕ

ብቀጥታ 4 ዓመት ሰራሕ ልምዲ ዘለዋ/ዎ

መተሓሳሰቢ

 ናይ ምዝገባ እዋን ካብ ዕለት 05/09/2011 ክሳብ 19/09/2011ዓ/ም

ኣብ እዋን ምዝገባ ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ኦርጂናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ምሓዝ የድሊ፤

መመዝገቢ ቦታ  ኣብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ቢሮ ቁፅሪ 40 ምምዝጋብ ይከኣል፤

ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ድሕሪ ምዝገባ ነፍልጥ፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0345-599831 ምድዋል ይከኣል፤

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle