| ቤት ምኽሪ ንግድን ዘርፊ ማሕበራትን መቐለ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ሓበሬታ ማእኸል |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሶኒ ጥሪ 4, 2007 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ቀዳም ጥሪ 9, 2007 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ምልክታ ንደለይቲ ስራሕ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘረፊ ማሕበራትን መቐለ እዚ ዝስዕብ ረቖሒ ዘማልእ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ:: |
| ትምህርቲ ደረጃ | ?? ????? ??? ?????? ???? ??? 10 + 3 ?IT (??????? ?????) ???? ???/?:: |
| ተደላይይ ክእለት | |
| ልምዲ ስራሕ | |
| መተሓሳሰቢ | መመልከቲ ዘለኹም መረዳእታ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዝኩም ንክትቀርቡ ይግባእ ንተወሳኪ ሓበሬታ ስቁ 034440 25 29 / 41 06 71 ኣድራሻ ቐበሌ 15 ጥቃ ከነማ ቤተ መድሓኒት |